ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር
አቶ ኣልኣዛር ፍፁም
ዳይሬክተር ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ
ቀንዲ ዕላምኡ
-
• ሃፍቲ ህዝብን መንግስትን በቲ ዝተብሃለ እዋን ብትኽክልን ኣግባብ ብዘለዎን መንገዲ ኣብ ጥቕሚ ምዉዓል፡፡
-
• ብኽነት ሃፍትን ንብረትን ብዝለዓለ ደረጃ ምውጋድ፡፡
ቀንዲ ተግባራት
-
• ጠለብ ዕደጋ ካብ ተጠቀምቲ ብምእካብ ዓመታዊ ትልሚ ናይ ከይዲ ስራሕቲ ምድላው፡፡
-
• ዝተሰርሑ ሰራሓቲ ናብ ፕረዚዳንትን ም/ፕረዚዳንትን ፀብፃብ ምቕራብ ፣
-
• ስራሕቲ ዕድጊት፣ ኣዋጅን መምርሒን መሰረት ብምግባር ናይ ግዝኢትን ስራሕቲ ምክያድ፡፡
-
• ንብረት ምም/ር፣ መምርሒ መሰረት ብምግባር ምዕባይ ኣተሓሕዛን ምሕደራን ንብረት ምዝማን፡፡